ስነ-ስርዓት ኣከባብራ ሓድሽ ዓመት ኢትዮጵያን ዘንጸላልዎ ናህሪ ዋጋን ዝቕባብን

Your browser doesn’t support HTML5

ሎሚ ኢትዮጵያውያን ኣብ ሃብታም ባህሎምን ልምዶምን ዝሰረተ ሓዲሽ ዓመት የኽብሩ`ለዉ። እንተኾነ ኣብታ ሃገር እናነሃረ ዝኸይድ ዘሎ ዝቕባበ ገንዘብን፡ ፖለቲካዊ ዘይምርግጋእን ከይተንከፎም ኣይተረፈን። ጽርግያታት ኣዲስ ኣበባ ብዕንባባታት ገለገለ መስቀለ ደሚቑ መንፈስ ኣውደኣመት ዓሲልዎ ይርኣይ ፡በቲ ሓደ ወገን ግን ብድሆታት ዝቕባበን ፖለቲካዊ ዘይርግኣትን ብግልጺ ይርኣይ።