ዋሽንግተን —
ኾኾብ ተጻዋቲት ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ሎዛ ኣበራ፣ ምስ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ዝማእከላ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ‘ዲሲ ፓወር’ ክትስለፍ ውዕል ተፈራሪማ አላ። እዚ ውዕል’ዚ ንሎዛ ፈላመይቲ ኢትዮጵያዊት ፕሮፈሽናል ተጻዋቲት ኩዕሶ እግሪ አብኣመሪካ ክትከውን ኣብቕዕዋ'ዩ።
Your browser doesn’t support HTML5
ዕላል ምስ ኾኾብ ተጻዋቲት ኵዕሶ እግሪ ኢትዮጵያዊት ሎዛ ኣበራ