መንግስቲ ኢትዮጵያ ንኹነታት ሓዘን ቀ/ሚ መለስ ፡ፓሊቲካዊ መልክዕ የትሕዞ`ሎ ዝብሉን፡ ኣይፋሉን ህዝቢ ካብ ልቡ ብምሕዛን ዝገብሮ ዘሎ`ዩ ዝብሉን ተጋሩ ይካትዑ

ኣቶ በርሀ ሓጎስ ካብ ካናዳ ፡ ተቓወምቲ ከይተረፈ ኣብ ንጥፈታት ስነ-ስርዓት ሓዘን ኣቶ መለስ ይሳተፉ`ለዉ ይብል።

ኣቶ በላይ ገሰሰ ካብ ኸባቢ ዋሺንግተን ብወገኑ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ዘሎ ፡ ልክዕ ውልቀ-መለኽቲ መንግስታት ዝገብርዎ ስራሕ`ዩ ይብል።
ክልቲኦም ዝተኻተዕሉ መደብ፡ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

Your browser doesn’t support HTML5

Meles-death