ትንታነ ድህረ-መረፃ 2007 ዓ/ም ኢትዮጵያ

  • ገብረ ገብረመድህን

Ethiopia election

ዛጊዲ ብዝተፈልጠ ውፅኢ ገዛኢ ፓርትን ኣጋር ፓርትታትን ምሉእ ብምሉእ ምስዓሮም ቦርድ ምርጫ ኣዊጁ’ሎ።ብዛዕባ መስርሕን ውፅኢትን እቲ ምርጫ ግን ገዛኢ ፓርትን ተቓወምትን ኣይተረዳድኡን ዘለው።

ንምዃኑ ከምቲ ዝብሃል ዘሎ ገዛኢ ፓርቲ ኢህወዴግ ንፓርላማ ኢትዮጵያን ክልላዊ ኣብያተ ምኽርን ምእቲ ብምእቲ እንተድኣ ተቖፃፂሩ ኢትዮጵያ ከስፍኖ እየ ንእትብሎ ዴሞክራስያዊ መስርሕ ዝህልዎ ትርጉም እንታይ እዩ?ንኩሎም ፖለቲካዊ ሓይልታት ኢትዮጵያ ዘሕልፎ ተመክሮ እንታይ እዩ?ኢትዮጵያ ኣብ ዴሞክራሲ ንድሕሪት ድያ ንቕድሚት ትጉዓ ዘላ?ኣብዝብሉን ካልኦት ነጥብታትን ዶ/ር መሓሪ ረዳኢ ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ መምህር ትምህርቲ ሕጊ ተንቲኖምልና ኣለው።ኣብዚ የድምፁ።

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ ምልልስ ምስ ዶ/ር መሓሪ ረዳኢ 1ይ ኽፋል

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ ምልልስ ምስ ዶ/ር መሓሪ ረዳኢ 2ይ ኽፋል