ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣትሌት ምሩጽ ይፍጠር
Your browser doesn’t support HTML5
ስነ ስርዓት ቀብሪ ውሩይ ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ሻምበል ምሩጽ ይፍጠር ትማሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መንበረ ጸባኦት ቅድስት ስላሴ ካቴድራል ተፈጺሙ።
Your browser doesn’t support HTML5