መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን `ውን ብዕረፍት ማንደላ ናይ ጽንዓትን ሞገስን መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም ታሕሳስ 06, 2013 Schoolchildren hold candles and portraits of former South African President Nelson Mandela during a prayer ceremony at a school in the western Indian city of Ahmedabad, Dec. 6, 2013. ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ምትግባር ቁጠባዊ ሓርነትን ማሕበራዊ ማዕርነትን ደቡብ ኣፍሪቃ ኣገዳሲ`ዩ ክብሉ ኸለዉ፡ ቀ/ሚ ሃይለማርያም፡ ታሪኾም ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ እናተዘከረ ክነብር`ዩ ኢሎም ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ምትግባር ቁጠባዊ ሓርነትን ማሕበራዊ ማዕርነትን ደቡብ ኣፍሪቃ ኣገዳሲ`ዩ ክብሉ ኸለዉ፡ ቀ/ሚ ሃይለማርያም፡ ታሪኾም ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ እናተዘከረ ክነብር`ዩ ኢሎም; መራሕቲ ዓለም ብዛዕባ ነልሰን ማንደላ ርእቶኦምን ናእዳኦምን ምውሓዞም ቀጺሎም ኣለዉ። ካብ መንጎኦም፡ ፕረሲደንት ኣመሪካ፡ ፕረሲደንት ቻይና፡ ፕረሲደንት ብሪጣንያ፡ እስራኤል፡ ፍልስጤማውያን ካልኦት ብዙሓት ይርከብዎም። ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብ`ዚ ርኸቡ፡ Your browser doesn’t support HTML5 World React