መንግስቲ ኢትዮጵያ ነቲ ድሕረ ባይታ እቲ ሞት ዘስዓቦ ዳርጋ ዓመት ዝገበረ ተቓውሞ ሰልፍታት ዘሎ መረረታት ንምፍታሕ ሓድሽ ሃገር ለኸ ምርጫ ከምዘይግበር ኣፍሊጡ።ካብ ዝተፈላለዩ ክፍሊ ሱማሊያ ወታደራት ምውፃእ ምስ ኩነታት ውሽጢ ሃገር ኣይራኸብን እዩ ኢሉ’ሎ።
ተቓወምቲ ፓርትታት ብወገኖም መንግስቲ ይወስዶ ኣለኹ ንዝብሎ ለውጥታት እኹል ኣይኮነን ይብሉ ኣለው።
Your browser doesn’t support HTML5
ምርጫ ኣይነካይድን ኢሎም ኣቶ ጌታቸው ረዳ