ሓይልታት ፀጥታ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ መሰላት ጥሒሶም ይብል ምንስቴር ጉዳያት ወፃኢ US

US.State Department logo

ምንስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዩናይትድ ስቴትስ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ዓለም ብዝምልከት በብዓመቱ ዓመታዊ ሪፖርት የውፅእ።ንኢትዮጵያ ዝምልከት ኣብ ናይ 2013 ኣ/ፈ 38 ገፃት ዝሓዘ ሪፖርቱ ሓይልታት ፀጥታ ንሰብኣዊ መሰላት ጥሒሶም ይብል።

እቶም ቀንዲ ፀገማት መግሃስቲ ይብል እቲ ዝወፀ ፀብፃብ ምድራት ሃሳብካ ምግላፅን ምውዳብን ምዃኑን እዚ ድማ ብማእሰርቲ፣ፖለቲካዊ ዝመበገሱ ፍርዲ፣ምንክልባት፣ንኣባላት ተቓወምትን ንጋዜጠኛታትን ምፍርራሕን ምድራት ሕትመት መራኸቢ ብዙሃንን ከምዘጠቓልል ይሕብር።ዘርዝሩ የድምፁ።

Your browser doesn’t support HTML5

ዓመታዊ ፀብፃብ ምንስቴር ጉድያት ወፃኢ ዩናይትድ ስቴትስ ንኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ