መምሃራን ዩኒቨርስቲ ኢትዮጵያ ብሚኒስትሪ ትምህርቲ ዝወጸ ንወሰኽ መዓርግ ዝምልከት መምርሒ ይቃወሙ

ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ - ፋይል

ሚንስትሪ ትምህርቲ ኢትዮጵያ፣ ዩኒቨርሲታት ናይ ፕሮፌሰርነት ማዕረግ ከይህባ ዘሕለፎ ውሳነ፡ ነተን ትካላት ዝጎድእ ከምዝኾነ ሰብ-ሞያ ገሊፆም። ድምፂ ኣመሪካ ዘዘራረቦም መማህራን ዩኒቨርሲቲ፡ እቲ ቤት ዕዮ ከምዚ ዓይነት ውሳነ ብምሕላፍ፡ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ እተን ትካላት ኢድ የእቱ ኣሎ ክብሉ እውን ተቓዊሞም። ሚኒስትሪ ትምህርቲ ብወገኑ፣ እቲ ውሳነ ጊዜያዊ እዩ፣ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳየን ኢድ ምእታው እውን ኣይኮነን ኢሉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ርእሲ'ዚ ንምርኣይ መምሃራን ዩኒቨርስቲ ኢትዮጵያ--ንወሰኽ መዓርግ ዝምልከት-- መምርሒ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ይቃወሙ