ኢትዮጵያ ኣስታት 630 ሽሕ ስደተኛታት ብምዕቛብ ካብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ኮይና

South Sudanese Refugees

ኢትዮጵያ ስደተኛታት ብምትእንጋድ ንኬንያ ብምብላፅ ቀዳመይቲ ተቐባሊት ጋሻ ምዃና ናይ ሕቡራት መንግስታት ትካል ስደተኛታት /UNHCR ሎማዕንቲ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ኣፍሊጡ።

ኢትዮጵያ 629,718 ስደተኛታት ብምዕቛብ ካብ ኣፍሪካ እታ ዝዓበየት መዕቖቢት ምዃና ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ሕቡራት መንግስታት ትካል ስደተኛታት ወሃቢ ቃል ዝኾኑ ኣቶ ክሱት ገብረእግዛብሄር ሓቢሮም።ምሉእ ትሕዝትኡ የድምፁ።

Your browser doesn’t support HTML5

ኢትዮጵያ ከባቢ 630 ሽሕ ስደተኛታት ኣዕቒባ