በኣለ መስቀል ኣብ ከተማ ዓዲ ግራትን መቐለን ብፍሉይ ምስንዳእ ተባዒሉ

Mekelle

ሊቃውንቲ ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ኣብቲ ብምኽንያት መስቀል ዝካየድ ዘሎ ምስንዳእ ሃይማኖታዊ ትሕዝትኡ ኣይጎልህን ዘሎ እዚ ድማ ክእረም ኣለዎ ኢሎም ኣለዉ።

ብኻልእ ገፁ ነቲ ምስንዳእ ዘተሓባበረ “መኣዲ ስራሕቲ ምልላይን ኪነ ጥበብን” ዝተባሃለ ትካል ድማ ሃይማኖታውን ባህላውን ክፋሉ ብዝሓለወ መዳዩ ክኽበር ንሰርሕ ኣለና ይብል።

ግርማይ ገብሩ ካብ'ቲ ከባቢ ዝላኣኾ ሪፖርት ኣሎ።

Your browser doesn’t support HTML5

ሪፖርት ኣከባብራ መስቀል