ኣዲስ ኣበባ —
ኣብ ኩመርን ኣዋላላን ዝርከቡ ሱዳናውያን ስደተኛታት ብሰንኪ ስእነት ጸጥታ ነቲ መዓስከር ገዲፎም፡ ንዝሓሸ ኩነታት ጠለባት ከቕርቡ ጸኒሖምን ኣለዉን። ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን ኢትዮጵያ ብወገኑ ናብ ዝሓሸ ቦታ ከግዕዞም ምድላዋት ገይሩ ምህላዉ ይገልጽ። ሕቶ ስደተኛታት ግን ናብ ሳልሳይ ሃገር ንምግዓዝ’ዩ።
Your browser doesn’t support HTML5
ሱዳናውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ -- መንግስቲ ንሓድሽ መዓስከር ይቀራረብ፡ ሕቶ ስደተኛታት ግን ኪንዮኡ’ዩ