ግድብ ህዳሴ ኣብ ቁጠባውን ከባቢያዊ ሓለዋን ብዛዕባ ዝህልዎ ፅዕነቶ መፅናዕቲ ክግበር ኢትዮጵያ፣ሱዳንን ግብፅን ምስምምዐን ብዝምልክት ቃለ-መጠይቕ ምስ ዶ/ር መሓሪ ታደለ

ዶ/ር መሓሪ ታደለ

ግድብ ህዳሴ ኢትዮጵያ ኣብ ቁጠባውን ከባቢያዊ ሓለዋን ብዛዕባ ዝህልዎ ፅዕነቶ መፅናዕቲ ክግበር ኢትዮጵያ፣ሱዳንን ግብፅን ተሰማሚዐን ኣለዋ።

ኣብ ጉዳያት ሕብረት ኣፍሪካ ዓለምለኸ ኣማኻሪ ዝኾኑ ዶ/ር መሓሪ ታደለ ማሩ ብዛዕባ እዝን ካልኦት ዝተኣሳሰሩ ጉዳያትን መብርሂ ሂቦምና ኣለው።የድምፁ።

Your browser doesn’t support HTML5

ዶ/ር መሓሪ ታደለ