ኣዲስ ኣበባ —
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ዝወሃብ ናይ ምልክት ቋንቋ፡ ካብ ቀረባ እዋን ሓደስቲ ተመሃሮ ብምስኣኑ፣ ኣብ ስልጠና ዕንቅፋት ምፍጣሩ እቲ ትካል ኣፍሊጡ። ድምፂ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ሰብ ሞያ ብወገኖም፡ ተመሃሮ ብምልክት ቋንቋ ምስ ተመረቑ ስራሕ ስለዘይረኽቡ፣ ክመሃሩዎ ኣይደልዩን ይብሉ። እዚ ግን ኣብ ባይታ ዓቢ ክፍተት ፈጢሩ፡ ምስማዕ ንዝሰኣኑ ዜጋታት ተወሳኺ ተጽዕኖ ይፈጥረሎም ከም ዘሎ ተሓቢሩ'ሎ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
ኣብ ርእሲ'ዚ ንምርኣይ ዋሕዲ ተመሃሮ ንስልጠና ቋንቋ ምልክት ኣብ ሓደጋ የውድቕ