ክልተ ኢትዮጵያዊያን ንትርግም ኢትዮጵያ ምስ ግብፅን ሱዳንን ዝፈረመቶ ውዕል ኣጠቃቅማ ማይ ኣባይ ይዘራረብሉ!

ህንፀት ግድብ ህዳሴ

ኢትዮጵያ ምስ ትማሊ ሶኒ ምስ ግብፅን ሱዳንን ዝተፈራረመቶ ውዕድ ኣጠቃቅማ ማይ ኣባይን ህንፀት ግድብ ህዳሴን ውፅኢት ዲፕሎማስያዊ ስራሕቲ ምኻኑ ክልቲኦም ኣጋይሽ ይሰማምዑ።ኢትዮጵያ ንግድብ ህዳሴ ክሃንፅ'የ ኢላ ክትጅርም ክላ ንካልኦት ሃገራት ክጎድእ'የ ካብ ዝብል ተበጊሳ ኣይነበረን፡ንምጥቃም ዳኣ'ምበር ትብል ጋሻና።

እንተኾነ ኣብ'ቲ ሓድሽ ውዕል ዝሰፈሩ ገለ ዓንቀፃት ውዒሉ ሓዲሩ ገለ ምስሕሓብ ክፈጥሩ'ዶ ይኽእሉ? ይብል ሓደ ካብ'ቶም ተሳተፍቲ'ቲ ቃለ-መጠይቅ።

ወ/ሮ ሳባ ደስታ ካብ ቶሮንቶ ካናዳ፣ኣቶ ፀጋይ ሓደራ ካብ ኖርዌይ'ዮም ኣጋይሽና።

Your browser doesn’t support HTML5

ሙሉእ ቃለ-መጠይቅ ምስ ክልቲኦም ኣጋይሽ!