ትማሊ ዝጀመረ ተቓውሞ ክልል ኦሮምያ
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ከባቢ ከተማ አዲስ አበባን ክልል ኦሮምያን ትማሊ ሶኑይ ኣብ ዝተላዕለ ተቓውሞ ሰልፈኛታት ጎደናታት ምዕጻዎምን ኣብቲ ንሰለስተ መዓልታት ክቅጽል ዝተጸወዓ ተቓውሞ ኣድማ ምዕጻው ኣብያተ ንግዲ ምክያዱን ተፈሊጡ’ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5