ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ተመዲቡ ዝነበረ መድረኽ ሰላም ንካልእ ጊዜ ተመሓላሊፉ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ፌደራል መንግስትን በበይኖም ዘቤታውያን ሓይልታትን ግጭት ኣብ ዝቐጸለሉ፡ “ጣና ፎርም” ብዝብል ዝጽዋዕ መድረኽ ሰላም ኢትዮጵያ ንኻልኣይ ግዜ መደባቱ ኣሰጋጊሩ። ጣና ፎርም ትማሊ ሓሙስ 20 መስከረም 2023 ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ ብሰንኪ ግጭት፡ እቲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ክካየድ ተመዲቡ ዝነበረ ኣህጉራዊ ዘተ ንሚያዝያ 2024 ከም ዘሰጋገሮ ሓቢሩ።