ሃገራዊ ኮሚሽን ምኽክር ኢትዮጵያ ምስ ተወከልቲ ዘተ ጀሚሩ
Your browser doesn’t support HTML5
ሃገራዊ ኮሚሽን ምኽክር ኢትዮጵያ፡ ኣብቲ ሳልሳይ ንተጋባእቲ ዘሳትፍን ዘተ ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጀሚሩ። ኣብዚ ፈላማይ ዘተ ካብ በበይኑ ኣካላትን ወገናትን ዝተዋጽኡ ልዕሊ 2,500 ተሳትፍቲ ምህላዎም ተፈሊጡ ኣሎ። እንተዀነ፡ እዚ ኮሚሽን ካብ ሓያሎ ኣብ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ዓቢ እጀታ ዘለዎም ወገናት’ውን ተቓውሞ ገጢሙዎ ንዘይምስታፍ መሪጾም ኣለዉ።