ተቓውሞ ሙስሊም ኢትዮጵያ ኣብ ዒድ ሰላት

ትማሊ ሰንበት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዒድ ኣል-ፈጥር ንምኽባር ዝተኣከቡ ብኣሸሓት ዝቑጸሩ ሰዓብቲ ሃይማኖት ምስልምና፡ ተቓውሞ ኣስሚዖም

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት ድምጺ ኣልቦ ተቓውሞ ኸስምዑ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ትማሊ ብድምጺ ዝተሰነየ ተቓውሞ ቀጺሎም።

መንግስታዊ መደረታት`ውን ከምዝቋረጹ ጌሮም።

ንምስማዕ ኣብ`ዚ ጠውቑ፡