ገሊኦም ይነቕፍዎ፡ ገሊኦም የመስግንዎ
ገሊኦም ይነቕፍዎ፡ ገሊኦም የመስግንዎ
“ንኣሸሓት ኤርትራውያን ካብ ኢትዮጵያ ብምስጓጉን ዝፈሮሞ ውዕል ዶብ ብዘይምትግባሩን፡ ጸሊም ታሪኽ ገዲፉ”, ኣቶ ኢብራሂም ዓብደኑር።
“ካብ ኤርትራ ብእግረይ ኣውጽእኒ ንዝወጹ ኣሸሓት ስደተኛታት ብሞቋቡ ክምስገን ይግባእ”, ኣቶ ተስፋገብሬል እምባየ
ንምሉእ ክትዕ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡