ቪድዮ መበል 16 ዓብይ ጉያ ኢትዮጵያ ተኻይዱ ሕዳር 21, 2016 ዊንታ ኪዳነ Your browser doesn’t support HTML5 መበል 16 ዓብይ ጉያ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ከተማ አዲስ አበባ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ተሳተፍቲ ኣብ ዝተረኽብዎ ተኻይዱ። ኣብዚ ኣብ 20 ኪ.ሜ ብራኸ ዝተኻየደ ውድድር ብኣማኢት ዝቑጸሩ ኣትሌታት’ውን ተሳቲፎም እዮም።