ትማሊ ሰንበት ኣብ ከተማ ጎንደር ኣብ ዝተካየደ ሰልፊ ተቃውሞ፣ ኣስታት ሚእቲ ሽሕ ሰባት ከምዝተሳተፉሉ ተገሊፁ።
ኣብ’ቲ ሰልፊ 'ኣባላት ዝተኣሰሩ ኮሚቴ ሕቶ መንነት ወልቃይት ንክፍትሑ ሕቶ ቀሪቡ'።
እዚ ከምዚ’ሉ ከሎ 'እቲ ሰልፊ ብዘይፈቃድ ዝተካየደ’ዃ እንተነበረ፣ ብሰላም ጀሚሩ ብሰላም ምዝዛሙ ህዝቢ ጎንደርን ከባቢኣን ንሰላም ዘለዎም ተገዳስነት ዘርአየሉ’ዩ' ኢሉ መንግስቲ ክልል ኣምሓራ።
Your browser doesn’t support HTML5
ሙሉእ ሪፖርት ሰልፊ ኣብ ጎንደር