መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ፡ ሃይማኖታዊ ምክእኣል ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን - 2ይ ክፍሊ

ህዝቢ ምስ ህዝቢ መደብና ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝጀመሮ ብዛዕባ ሃይማኖታትን ሃይማኖታዊ ምክእኣልን ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝምልከት 2ይ ክፍሊ'ዩ። መምህር ዩኒቨርስቲ ሰንሰናቲ ዝኾኑ ቀሺ ሃብቱ ገብረኣብ ካብዚ ካብ ኣሜሪካ ኦሃዮ፡ኣቶ ከዲር ዑመር ካብ ከተማ መቐለ፡ኣቶ ዓብድረዛቕ ኣሕመድ ካብዚ ካብ ዩናይትድ ስቴትስ ክፍለ ግዝኣት ቨርጂንያን እዮም።ኣቶ ጊደይ ገብረሊባኖስ ብምኽንያት ናይ ስልኪ ናይ ኔትዎርክ ሽግር መሊስና ክንረኽቦም ኣይክኣልናን።

ዝሓለፈ ሰሙን ቀዳማይ ክፍሊ ቀሪቡ ኔሩ። ሎሚ ኸአ 2ይ ክፍሊ ክቀርብ'ዩ።

ሙኑእ ፀብፃብ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ