ኢትዮጵያ ኣብ ኣጠቃቕማ ማይ ፈለግ ኒል ንብጽሒት ግብጺ ከምተኽብር አረጋጊጻ

Your browser doesn’t support HTML5

ኢትዮጵያ ንማይ ኣባይ ክትጥቀም ከላ ንድልየት ግብፂ ኮነ ሱዳን ከም እትርዳእን ብፂሒተን እውን ከም እተኽብረለንን ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ተዛሪቦም። ቀዳማይ ሚንስትር አብይ ንፈለማ ግዜ ኣብ ግብፂ ዑደት ገይሮም ኣለው።ካብ ኣብያተ ማእሰርቲ ግብፂ ዘፍትሑዎም 32 ኢትዮጵያዊያን ምስኦም ሒዞም ሎሚ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣተው ካብ አዲስ አበባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ይገልጽ።