ኣብ ክልል ዓፋር ዝቐነየ ግርማይ ገብሩ ናብ ትግራይ ኣብ ዝምለሰሉ እዋን ንዝረኣዮ ምስሊ ፀብፂቡ’ሎ።
ኣብ መሬት ዓፋር ሳላ እቲ ዝወቐዐ ማይ ኣእዋምን ሳዕርን ይልምልሙ ስለዘለዉ ዓፋረቶት ተስፋ ገይሮም ኣለዉ።
ብኣንፃሩ ብፍላይ ኣብ ደቡብ ትግራይ እኹል ከምዘይወቅዕ ዘሎ ኣብ ራያ መኾኒ ዘራእቲ ፀምልዮምን ነቒፆምነ ምህላዎም ተፈሊጡ’ሎ።ዝርዝሩ ይስምዑ።
Your browser doesn’t support HTML5