ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ህፁፅ ኣዋጅ ተኣሲሮም ዝነበሩ ኣስታት 2,000 ሰባት ምፍትሖም ተገሊፁ

ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ህፁፅ ኣዋጅ ተኣሲሮም ዝነበሩ ኣስታት 2,000 ሰባት ከምዝተፈትሑ ተገሊፁ።ብመንግስቲ ዝውነን ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት እቶም እሱራት ካብ መንግስቲ ህንፀትን ምኽርን ምስተውሃቦም ከምዝተፈትሑ ፀብፂቡ’ሎ።

ንሚኒስትር ሓይልታት ምክልኻል ኢትዮጵያ አቶ ሲራጅ ፈጌሳ ዝጠቐሰ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝፀብፀቦ ኣብ ቀረባ ምስ ዝነበረ ናዕቢ ተአሳሲሩ ተታሒዞም ዝነበሩ ኣስታት 2,000 ሰባት ህንፀትን ኣስተምህሮን ምስትውሃቦም ተፈቲሖም ኣለው።

ብኻልእ ዜና ድማ ንሓደ ዓመት ዝፀንሐ ዕግርግርን ኣዋጅ ህፁፅ ግዜን ንዘፈር ቱሪዝም ከምዝጎድኦ ተገሊፁ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይኽኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ህፁፅ ኣዋጅ ተኣሲሮም ዝነበሩ ኣስታት 2,000 ሰባት ምፍትሖም ተገሊፁ