ኣብ ኢትዮጵያ ስርዓተ ምርጫ ምምሕያሽ በይኑ ዝተመሓየሸ ናይ ፓርትታት ውክልና ከምፅእ ከምዘይኽእል ናይ ፓን ኣፍሪካ ፓርላማ ናይ ክብሪ ምኽትል ፕሬዝዳንትን ኣባል ፓርላማ ኢትዮጵያ ዝነበሩን ዶ/ር ኣሸብር ወልደጊዮርጊስ ንሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ኣብዝሃብዎ ቃል ተዛሪቦም።
አዲስ አበባ —
ከምዚ ዝበለ ስጉምቲ ፅቡቕ መጀመሪ’ዃ እንተኾነ ምዝርጋሕ ተመጣጣኒ ስርዓት ውክልና በይኑ ዝተፈላለዩ ፓርትታት ናብ ፓርላማ ክኣትው ስለ ዘየረጋግፅ ካልኦት መማረፂታት ምርኣይ ከምዘድሊ ይዛረቡ።
ብሕጊ ዘይተፅሓፉ ፖለቲካውን ምምሕዳራውን ውሳነታት ከም መማረፂ ክውሰዱ ኣለዎም እውን ኢሎም።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይኽኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
“ኣብ ኢትዮጵያ ስርዓተ ምርጫ ምምሕያሽ በይኑ ናይ ፓርትታት ውክልና ከምፅእ ኣይኽእልን” ዶ/ር ኣሸብር ወልደጊዮርጊስ