ቀ/ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ሓድሽ ካቢነ ሚንስትራት ኣቑሞም
Your browser doesn’t support HTML5
ናይ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚንስትር ኣብዪ ኣሕመድ ካብኒኦም ኣቑሞም።ካብ መንጎ 28 ሚኒስትራት እቶም 18 ብዝነበርዎ ክቕፅሉ ወይ ብተመሳሳሊ ሓላፍነት ናብ ካልእ ቤት ዕዮ ዝተዛወሩ ክኾኑ ከለው 10 ሓደስቲ እዮም።
Your browser doesn’t support HTML5