ትንታነ ምሁራን ዩኒቨርስቲ መቐለ ንሃገራዊ ምርጫ ኢትዮጵያ 2007

  • ገብረ ገብረመድህን

ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ ምምህራን ፖለቲካዊ ሳይንስን ስትራተጂያዊ መፅናዕትን ዝኾኑ ኣቶ ገብረመድህን ገብረሚካኤልን ኣቶ ሰይፈ ሃይሉን ንኣጠቓላሊ ከይዲ መስርሕ ሃገራውን ክልላውን ምርጫ 2007 ዓ/ም ተንቲኖም ኣለው።

ሰባት ንመን ከምዝመርፁ ብግልፂ ንምዝራብ ንምንታይ ይፈርሑ? ድሕሪ 23 ዓመታት ጉዕዞ ኣብ መንጎ ፖለቲካዊ ፓርትታት ንምንታይ ከም ተነሓናሕቲ ከይኮነስ ከም ፀላእቲ?ኣብቲ ናይ ድሪ ፅባሕ ሰንበት ምርጫ መን ይስዕር? ወዘት ብዕምቀት ተንቲኖምልና ኣለው።ምሉእ ስእሊ ክህልወኩም ንብምልኡ ቃለ ምልልስ ብድምፂ ኣብዚ የድምፁ።

Your browser doesn’t support HTML5

ምሉእ ቃለ ምልልስ ትንታነ ምህራን ዩኒቨርስቲ መቐለ