ቪድዮ ኦሮምያ፡ ግጭት ሰልፈኛታት ተማሃሮ ዩኒቨርሲቲን ሓይልታት ጸጥታን ታሕሳስ 20, 2015 Your browser doesn’t support HTML5 ካብ ኦሮምያ ሜድያ ኔትወርክ ዝተረኽቡ ቪድዮታት አብ ዝሓለፈ ሰለሰተ ሰሙን ምምዛዕ መሬትን ንማስተርፕላን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምቕዋም አብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ክልል ኦሮምያ ዝተኻየዱ ተቓውሞታት የርእይ።