ጋዜጠኛ ቪኦኤ ኣኒታ ፓወል ናይ ኣዲስ ኣበባ ትዕዝብታ 1ይ ክፋል

ጋዜጠኛ ቪኦኤ ኣኒታ ፓወል ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ኣብ ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ምርጫ ንምፅብፃብ ዝተዋፈረት ጋዜጠኛ እያ።ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣዲስ ኣበባ ተዘዋዊራ ንዝተፈላለዩ ሰባት ብምዝርራብን ናይ ባዕላ ትዕዝብትን ብናይ ጋዜጠኛ መዘከርትኣ ፀሒፋቶ’ላ።ኣብዚ ይስምዑ።

Your browser doesn’t support HTML5

ትዕዝብቲ ኣኒታ ፓወል 1ይ ኽፋል