ወኪል ዓረና መድረኽ ኣቶ ዓንዶም ገ/ስላሴ፣ኣብ ዙርዓ ህንፀት ኣባይ፣ ኣቀዲሙ ክላዓል ዘለዎ፣ዴሞክራሲ፣ፍትሒን ሰናይ ምሕደራን ዝሓቆፈ ሃገራዊ ምርድዳእ ኣብ ኢትዮዽያ‘ዩ ይብል።
ብዘይካ‘ዚ፣መንግስቲ ኢትዮዽያ፣ኣብ ዲፕሎማስያዊ ስራሕቲ ድኽመት ኣርእዩ‘ዩ ክብል ከሎ፣ሃገራት ላዕላይ መፋስስ ናይል ስለረብሐን ኢለን‘ምበር ውፅኢት ዲፕሎማስያዊ ስራሕ መንግስቲ ኢትዮዽያ ኣይኮነን ይብል ወካላይ ዓረና መድረኽ።
ኣብ ትግራይ ወኪል ቤት ፅሕፈት ህንፀት ግድብ ኣባይ ኣቶ ኣባዲ ኣባይ ብወገኑ፣ኣብ ኢትዮዽያ ሃገራዊ ምርድዳእ ኣሎ‘ዩ።ህዝቢ ኢትዮዽያ ኣብ ጉዳይ ህንፀት ኣባይ ኣፈላላይ የብሉን ይብል።
ዓረና-መድረኽ ካብ‘ቲ ጉዳይ ባዕሉ‘ዩ ኣግሊሉ፣ንኣባላት ታሕተዋይ መፋሰስ ናይል ናብ ሰደቃ ልዝብ ንምምፃእን ነቲ ዝኣረገ መግዛእታዊ ውዕላት ብሓድሽ ውዕል ንምትካእ ዝተገብረ ናይ 12 ዓመታት ዲፕማስያዊ ፃዕሪ ብምፍርራሕ ዝተረኸበ ኣይኮነን ይብል ኣቶ ኣባዲ።

Your browser doesn’t support HTML5
Your browser doesn’t support HTML5