“ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ፀገም ፀጥታ፣ ኣብ ስራሕ ፅልዋ ኣሕዲሩ” ኢትዮ-ቴሌኮም

Your browser doesn’t support HTML5

“ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ፀገም ፀጥታ፣ ኣብ ስራሕ ፅልዋ ኣሕዲሩ” ኢትዮ-ቴሌኮም

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርአ ዘሎ ፀገም ፀጥታ ኣብ ስራሕቱ ፅልዋ ከምዘሕደረሉ ኢትዮ-ቴሌኮም ኣፍሊጡ። ዋና ፈፃሚት ስራሕ እቲ ኩባንያ፣ ፍሬህይወት ታምሩ፣ ናይ ፍርቂ ዓመት ኣፈፃፅማ ስራሕ ኣብ ዘቕረባሉ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ዘይምርጋእ ዕዳጋ ከምኡ እውን ምቁራፅ ሓይሊ ኤሌትሪክ ዝኣመሰሉ ፀገማት፡ ኣብ ንጥፈታት'ቲ ትካል ኣሉታዊ ፅልዋ ኣሕዲሮም እዮምዋና ፈፃሚት ስራሕ ኮይኑ ግን እቲ ኩባንያ ነቶም ፀገማት ተፃዊሩ ኣብ ፍርቂ ዓመት 11 ቢሊዮን ብር ከምዝኸሰበ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ሓቢረን።