ኩነታት ኣብ ኢትዮጵያ መዓሰከራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት -፡ ብዓይኒ ኤርትራውን ኢትዮጵያውን

ኢትዮጵያዊ መንእሰይ ሰሎሞን ንጉሰ ካብ ማሕበር መንእሰያት ኢትዮጵያ ከባቢ ዋሽንግተን ዲሲ ፣ ኤርትራዊ መንእሰይ መብራህቱ ገብረኪዳን ኣብ ከባቢ ዋሽንግተን ዲሲ ካብ ማሕበር መንእሰያት ኤርትራ ንለውጢ ፣ ብዛዕባ'ቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ኢትዮጵያ ክሊ ትግራይ ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ኤርትራ ዘጋጠመ ፍፃመ ርኢቶኦምን እምነቶምን ገሊፆም'ለው።

ክልቲኦም መንእሰያት ክግበር አለዎ ዝበልዎ'ውን ዘርዢሮም።

ንምስምዑ ንምልክት ዽምፂ ጠውቁ።

Your browser doesn’t support HTML5

TIG-Ethio-Eritrean-Youth