Eritrean music group `Salina`, all the way from Asmara performed at VOA` s Studio 4

Your browser doesn’t support HTML5

ኣባላት ጉጅለ ባህሊ ሳሊና፡ ተኽለ ክፍልማርያም “ወዲ ትኹል” ከዲጃ ኣደም፡ ኣበባ ሃይለ፡ ሃይለ ናቲ ኣብ ምዝዛም ናይ ኣመሪካ ዑደቶም፡ ኣብ ስትድዮ ድምጺ ኣመሪካ ተረኺቦም ኔሮም