ኤትርትራውያን ኣብ ሱዳንን ግብፅን ዘጓንፎም ጨወያ(1ይ ክፋል)

Map of Eritrea and Ethiopia

ኣብ በረኻታት ሱዳንን ግብፅን ብዛዕባ ዝጭወዩ ኤርትራውያን ዝወርዶም ግፍዕን በደልን ብተደጋጋሚ ሰሚዕና ኢና።

ተኸታታሊ መደባት ክህሉወና‘ዩ።ንሎሚ ኣብ ካርቱም ምስ ዝነብር ኤርትራዊ ስምኦን ኣስመላሽ ዘካየድናዮ ቃለ-ምልልስ ክነቅርብ።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣዳምጹ