መደብ ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ

ነባሪ ቨርጂንያ ቶማስ ማይቤቶት፡ ብቐሊሉ መብራህትን ሓይልን ትረኽበሉ ፍሉይ ናውቲ`ዩ ይብል
`ሓዲሽ ዓይነት ፀሓያዊ ሓይሊ ኣብ ኣፍሪቃ ልዑል ተጠላብነት ክህልዎ`ዩ` ይብል ቶማስ።

እቲ ብባንኪ ዓለም ዝጸደቐ መሳርሒ፡ ዘይስበር ኣምፑል ዝሓዘ፡ ምሉእ ለይቲ ክጸንሕ ዝኽእል መብራህቲ፡ ንተለፎናትን ሬድዮታትን ሓይሊ ክመልእ ዝኽእል ምዃኑ `ውን ተጠቒሱ`ሎ።

ምስ ቶማስ ማይቤቶት ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

Your browser doesn’t support HTML5

Listen to the Interview