ፈስቲቫል ኤርትራውያን ዋሺንግተን ዲሲ

Map of Eritrea

ልዕሊ 5ተ ሺሕ ዝኾኑ ኤርትራውያን ካብ ዝሓልፈ 17-19 ነሓሰ ኣብ`ቲ ዝዓበየ ኣዳራሽ ዋሽንግተን ዲሲ፡ ዓመታዊ ፈስቲቫሎም ኣኽቢሮም።

ንተሳተፍቲ መልእኽቲ መንግስቲ ዘስምዐ ኣምባሳደር ኣርኣያ ደስታ፡ ኣብ ኤርትራ ዝርኤ ዘሎ ብራኸ ምዕባለ፡ ውጽኢት ብሩህ ራእን ጽንዓት ህዝብን`ዩ ኢሉ።

ኣብ መንጎ ኸተማን ገጠርን ዘሎ ጋግ ንምጽባብ፡ ኣብ መዳይ ማሕበራዊ ፍትሒ ትኹረት ይግበር ከምዘሎ`ውን ጠቒሱ፡

ርኢቶ ነጋዶን ተሳተፍትን ዝሓዘ ምሉእ ጸብጻብ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

Your browser doesn’t support HTML5

ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ