ኣብ ኣኼባ ኣዲስ ኣበባ ዝተሳተፉ 3ተ ምሁራት ኤርትራውያን

ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ከምዝተዓደምናን፡ ከምዝተመወልናን ዓው ኢልና ንዛረበሉ`ዩ ይብሉ

3ተ ሰባት ማለት ዶ/ር መሓመድ ኪያር ካብ ኖርወይ፡ ዶ/ር ኣፈወርቂ ጳውሎስ ካብ ኦሃዮ፡ ዶ/ር የዕብዮ ወልደማርያም ካብ ኒው ዮርክ፡ ብዛዕባ`ቲ ኣኼባን ትርጉሙን፡ ጋዜጠኛ ሚንያ ኣፈወርቂ ሓቲታቶም ኣላ፡ ናብ ምልክት ድምጽና ብምኻድ ስምዕዎ፡