ኤርትራውያን ተቐማጦ ካሊፎርንያ ብዛዕባ ኣብ ከባቢ ሳንታ ሮዛ ዘጋጠመ ባርዕ ሓዊን ዘስዓቦ ዕንወትን ይገልጹ

ኣቶ ኣማረ ሞአብጽዮን (ጸጋም)፡ ዶ/ር ነጋ ወልደሩፋኤል(ማእከል)፡ ኣቶ ሕድራይ ፍሰሀ (ጸጋም)

ኣብ ኣሜሪካ ክፍለግዝኣት ካሊፎርኒያ ብዝተለዓለ ባርዕ ዛጊት 31 ሰባት ሞይቶም ብኣማኢቲ ዝቑጸሩ ሃለዋቶም ጠፊኡ’ሎ።ብዙሓት ኣባይትን ንብረትን ዓንዮም ኣለው።

Your browser doesn’t support HTML5

ኤርትራውያን ተቐማጦ ካሊፎርንያ ብዛዕባ ኣብ ከባቢ ሳንታ ሮዛ ዘጋጠመ ባርዕ ሓዊን ዘስዓቦ ዕንወትን ይገልጹ

ኣብቲ ሶኑይ ዝጀመረ ባርዕ ሓዊ’ውን ቀጺሉ’ዩ። መንግስቲ ሰባት ካብ መንበሪ ገዝኦም ወይ’ውን እቲ ባርዕ ከበጽሖ ይኽእል’ዩ ዝበሎ ቦታ ክወጹ ገለ ድማ ኣብ ተጠንቐቕ ክጸንሑ ኣዚዙ’ሎ።

ምስ ገለ ነበርቲ እቲ ባርዕ ዘጋጠመ ከባቢ ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኤርትራዊያን ተቐማጦ ካሊፎንያ ብዛዕባ ኣብ ከባቢ ሳንታ ሮዛ ዘጋጠመ ባርዕ ሓዊን ዘስዓቦ ዕንወትን