ንኣስማት ገጠራት ኤርትራ ኣብ ካርታ ጉግል ንምእታው ብዛዕባ ዘሎ ተበግሶ

Your browser doesn’t support HTML5

ንኣስማት ገጠራት ኤርትራ ኣብ ካርታ ጉግል ንምእታው ብዛዕባ ዘሎ ተበግሶ

ንኣስማት ገጠራት ኤርትራ ኣብ ናይ ጉግል ካርታ ንምእታው ሓደ ጉጅለ ወለንተኛታት ኣብ ምንቅስቃስ ይርከብ። እቲ ፕሮጀክት ነተን ገጠራት ኣብ ካርታ ጉግል ምስ ምእታው ተታሓሒዙ ኣብተን ገጠራት ዘሎ ካልእ ኣገልግሎታትን ርሕቐት ካብን ናብን እተን ገጠራት ናይ ቱሪዝም ቦታታትን ካልእ ሓበሬታታትን ከምዘጠቓልል ይገልጽ። ነዚ ፕሮጀክት ብዝምልከት ንመሃድስ ክፍላይ ተወልደብርሃን ኣዘራሪብናዮ ኣለና።