መልሲ ኤርትራዊ ንመፅሓፍ ኣቶ ገብሩ ኣስራት ቀዳማይ ኽፋል

  • ገብረ ገብረመድህን

ልኡላውነትን ዴሞክራስን ኣብ ኢትዮጵያ’’ ንዘርእስታ ምስ ዝፀሓፉ ኣቶ ገብሩ ኣስራት ቃለ ምልልስ ኣብዘካየድናሎም ብዛዕባ ኤርትራን ርክብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝተዛረብዎ ሪኢቶ ክህቡና ንነባር ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ዝነበሩን ሎሚ ኣብ ዓዲ ኢንግሊዝ ከተማ ማንችስተር ዝነብሩን ኣቶ ክፍለሃንስ ተወልደብርሃን ደዊልና ኣዘራሪብናዮም ኣለና።ኣብዚ የድምፁ።

Your browser doesn’t support HTML5

መልሲ ኤርትራዊ ንናይ ኣቶ ገብሩ ኣስራት መፅሓፍ 1ይ ኽፋል