ሓደጋ ባሕሪ ሜዲተራንያን - ካብ አንደበት ካብቲ ሓደጋ ዝደሓነ

ተስፋልደት ሓደ ካብቶም ካብቲ ሓደጋ ባሕሪ ሜዲተራንያን ብህይወቶም ዝደሓኑ'ዩ። ብዛዕባ ኩነታት ሓደጋ ንቪኦኣአ ገሉፁ'ሎ።

ብዛዕባ'ቲ ሓደጋ ንምፅብፃብ አብቲ ከባቢ ዝርከብ ምስ መንግስታዊ ቲለቪዥን ጣልያን ዝሰርሕ ኤሚልዮ በርቡ'ውን ዘለዎ ሓበሬታ ንቪኦአ አካፊሉ'ሎ።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ንምልክት ድምፂ ጠውቁ

Your browser doesn’t support HTML5

TIG-Eritrean