ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ: ኤርትራ ኣብ ኲናት ኤርትራን ኢትዮጵያን 18 ሰራዊት ከምዝተቐትልዋ ገሊጾም

መቓብር ሓርበኛታት ኤርትራ

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ግንባር ጾሮና ኣብ ዝተኻየደ ኲናት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብወገን ኤርትራ 18 ከምዝሞቱ ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣፍሊጦም።

ፕረዚደንት ኢሰያስ ነዚ ዘፍለጡ ሎሚ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝርከብ መቓብር ሓርበኛታት ብምኽንያት መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ኣብ ዘስምዕዎ ቃልዩ።

ነዚ ዝምልከት ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ካብ ኣስመራ ብርሃነ በርሀ ነዚ ዝስዕብ ትሕዝቶ ልኢኹልና ኣሎ።

Your browser doesn’t support HTML5

መደረ ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣብ መዓልቲ ሰማእታት