ሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራ ኣብ እዋን ወሊድ ዘጋጥም ሞት ኣዴታት ንምንካይ መጸበይ ነፍሰጾራት አዳልዩ ይሰርሕ

ከተማ ዓዲ ዃላ

ሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራ መጠነ ሞት አዴታት ንምጉዳል መጸበይ ነፍሰጾራት አዳልዩ ይሰርሕ ኣሎ።

ኣብ ዞባ ደቡብ ኣብ ሆስፒታል ዓዲ ኳላ ዝርከብ መጸበይ ነፍሰጾራት ኸአ ሓንቲ ነዚ አገልግሎት ዝህባ ዘለዋ ትካላት እያ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራ ኣብ እዋን ወሊድ ዘጋጥም ሞት ኣዴታት ንምንካይ መጸበይ ነፍሰጾራት አዳልዩ ይሰርሕ