ዋሽንግተን —
መራሕቲ'ቲ ንተቃወምቲ ውድባት ኤርትራ ናብ ሓደ ንምምጻእ ዓሊሙ ዝተመስረተ ኤርትራዊ ምትእኽካብ መድረኽ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ናብ ኢትዮጵያ ኸይዶም ንቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማርያም ደሳለኝ ሓዊሱ ምስ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣንን መራሕቲ ኣባል ውድባት ኢህወደግን ከምዝተራከቡ ተገሊጹ’ሎ።
ብዛዕባ’ዚን ንዝተፈላለዩ ሕቶታትን ንኽምልሱልና ንዶ/ር ኣሰፋው ተከስተን ኣቶ ሙህየዲን ሸንገብን ኣዘራሪብናዮ ኣለና።
ካልኣይ ክፋል እቲ ቃለ-መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ርክብ መራሕቲ ኤርትራዊ ምትእኽካብ መድረኽ ምስ መራሕቲ ኢትዮጵያ (2ይ ክፋል)
ቀዳማይ ክፋል እቲ ቃለ-መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ርክብ መራሕቲ ኤርትራዊ ምትእኽካብ መድረኽ ምስ መራሕቲ ኢትዮጵያ (1ይ ክፋል) (1ይ ክፋል)