ኤርትራውያን ካብ ሱዳን እናተጨወዩ ኣብ ምድረ-ግብፂ ይወርዶም ዘሎ ግፍዒ፣ዝጀመረ ኣብ እዋን ዓቃቢ-ሰላም ኣብ ኢትዮዽያ ኤርትራ‘ዩ ይብል ናይ ሎሚ ጋሻና።
ኣቶ በረኸት ካብ ኖርዌይ ወሲኹ፣ማሕበረ-ሰብ ዓለም ኣብ ክንዲ ንቀንዲ ፀገም‘ቲ ዞባ ንደቀቅቲ ፀገማት ምጉላህ ከምዝመረፀን ጌጋ ከምዝኾነን ሓቢሩ።
ብተኸታታሊ ዘቅረብናዮም መደባት ዛዚምና‘ለና።ሰለስቲኦም መደባት ንምስማዕ ኣብ‘ዘን ምልክታት ድምፂ ጠውቁ፣
ኣቶ በረኸት ካብ ኖርዌይ ወሲኹ፣ማሕበረ-ሰብ ዓለም ኣብ ክንዲ ንቀንዲ ፀገም‘ቲ ዞባ ንደቀቅቲ ፀገማት ምጉላህ ከምዝመረፀን ጌጋ ከምዝኾነን ሓቢሩ።
ብተኸታታሊ ዘቅረብናዮም መደባት ዛዚምና‘ለና።ሰለስቲኦም መደባት ንምስማዕ ኣብ‘ዘን ምልክታት ድምፂ ጠውቁ፣
Your browser doesn’t support HTML5
1ይ ክፋል
Your browser doesn’t support HTML5
2ይ ክፋል
Your browser doesn’t support HTML5
3ይ ክፋል