ኤትርትራውያን ኣብ ሱዳንን ግብፅን ዘጓንፎም ጨወያ (2ይ ክፋል)

Africa

ኣብ በረኻታት ሱዳንን ግብፅን ብዛዕባ ዝጭወዩ ኤርትራውያን ዝወርዶም ግፍዕን በደልን ብተደጋጋሚ ሰሚዕና ኢና።

ንሎሚ ብዓይኒ ተቃዋሚ ክንሪኦ ኢና።ኣቶ ሙሴ ዘርአ፣ኣባል ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራን ወኪል ስምረት መንእሰያት ኤርትራን ንድሕነት ሃገርን ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ‘ዩ ጋሻና።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣዳምጹ