ኤርትራዊያን ነበርቲ እስራኤል ኣብ ህልው ኩነታት እንታይ ይብሉ?

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ ዘሎ ጎንፅን ውጥረትን ብፍላይ ከኣ ኣብዚ ሰሙን'ዚ ዝተራእየ ምውንጫፍ ሚሳይላት ኢራን ናብ እስራኤልን ደብዳብ እስራኤል ኣብ ሊባኖስን ንኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ብኸመይ ይጸልዎም ንዝብል ንኣባል ማሕበር ብሩህ ተስፋ ዝኾነ ብርሃነ ነጋሲ ኣዘራሪብናዮም ኣለና።