ኣብ ሱዳን ዝርከብ ማሕበር ምትሕግጋዝ ኤርትራውያን ንሕሙማት መንሽሮ ብሞራልን ንዋትን ንምሕጋዝ ይነጥፍ

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

ማሕበር ምትሕግጋዝ ኤርትራውያን ንሕሙማት መንሽሮ

ኣብ ካርቱም ሱዳን፡ ማሕበር ኤርትራውያን ምትሕግጋዝ ሕሙማት መንሽሮ ዝብል ማሕበር ኣሎ። ዕላምኡ ነቶም ካብ ኤርትራ ንዝሓሸ ሕክምና ሕማም መንሽሮ ናብ ሱዳን ዝኸዱ ግዳያት፡ ብሞራልን ንዋትን ንምሕጋዝ`ዩ።

ነቲ መደብ ካብ መንጎ ዘተሓባብሩ ክልተ ሰባትን ሓንቲ ካብ ሕሙማትን አጋይሽ እዚ መደብ'ዮም።

ስነ-ጥበባዊ ፍስሃ ገብርሂወት

ስነ-ጥበባዊ ፍስሃ ገብርሂወትን ካብ ሕሙማት ድማ ሰናይት ኣሕፈሮምን ካብ ካርቱም`ዮም፡ ካብ`ዚ ካብ ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ ድማ ፡ ካብቲ ሕማም ዝተፈወሰት ይርጋኣለም ተስፉ።

ካብቲ ሕማም ዝተፈወሰት ይርጋኣለም ተስፉ ( ካብ ኮፍ ዝበሉ ብየማን ካልኣይቲ)

ብዛዕባ እቲ ምትእኻብን ተመክሮኦም ከም ሕሙማን መንሽሮን ብዝምልከት ዝተዳለወ መደብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ሱዳን ዝርከብ ማሕበር ምትሕግጋዝ ኤርትራውያን ንሕሙማት መንሽሮ ብሞራልን ንዋትን ንምሕጋዝ ይነጥፍ